መቐለ —
ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ተራእዩ ዘሎ ጥሜት ኣስታት 223-ሽሕ ተመሃሮ ኣብ ድርኵኺት ምቍራጽ ትምህርቲ ምህላዎም ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ሓቢሩ። ከም መፍትሒ ኣብያተ-ትምህርቲ ምግብና ተማህሮ ክስርዓ ዝጽውዕ ዘሎ እቲ ቢሮ፡ በበይኖም ወገናት ሓገዝ ከበርክቱ ጸዊዑ ኣሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ክልል ትግራይ፡ ጥሜት ኣብ ስርዓተ ትምህርቲ ዓቢ ተጽዕኖ ይፈጥር