ዕቀባ ሓመድን ማይ ክልል ትግራይ ዳግማይ ተጀሚሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ንሰለስተ ዓመታት ተቋሪፁ ዝነበረ ወፍሪ  ዕቀባ ሓመድን ማይ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀምሩ ይካየድ ኣሎ። ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ለካቲት ኣብ ዝቕፅል እዚ ወፍሪ ኣብ 53- ሽሕ ሄክታር መሬት ዛላታት ንምስራሕ ከምዝተተለመ ተገሊፁ።