ክልል ትግራይ - ውሑዳት ኣይበዀሩን፡ ዝገደደ ተኽእሎታት ምቍራፅ የንጸላሉ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ 57 ወረዳታት ክልል ትግራይ ካብ ዝተኣከበ ሓበሬታ ክሳብ ወርሒ ለካቲት ልዕሊ 20 ሺሕ ተመሃሮ ብምኽንያት ጥምየት ትምህርቶም ከምዘቋረፁ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ገሊፁ። ብቕልጡፍ ምምጋብ ተመሃሮ እንተዘይተጀሚሩ፡ ዝዕፀዋ ኣብያተ-ትምህርቲ ክህሉዋ ምዃነን ቢሮ ትምህርቲ የጠንቅቕ ኣሎ።