መድረኽ ዘተ ክልል ትግራይ

"ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፀገም ፖለቲካዊ ምሕደራ ብሓደ ፖለቲካዊ ውድብ ጥራሕ ዝፍታሕ ኣይኮነን" ክብሉ ምክትል ፕረዚደንት ጊዜያዊ ምምሕዳር ሌተናንት ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ተዛሪቦም።

ኣብቲ ክልል ዘሎ ፖለቲካዊ ምሕደራ ዝድህስስ ዘተ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ፀገም መበገሲኡ ሕገመንግስቲ ኣኽቢርኻ ዘይምስራሕ ዝፈጠሮ ስርዓት እዩ በዚ ድማ ስርዓታዊ ለውጢ ከምዘድሊ ኣብቲ መድረኽ ዝቐረበ መፅናዕቲ ኣቐሚጡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ መድረኽ ዘተ ክልል ትግራይ