ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ እሱራት ፖለቲካ ክፈትሕ ምዃኑ ይእውጅ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ እሱራት ፖለቲካ ክፈትሕ ምዃኑ ይእውጅ

ኣብ ክልል ትግራይ ኲናት ስዒቡ ምስ ጸላኢ ተሓቢርኩም፡ መኸተ ኣዕንቂፍኹም ብዝብሉ ሓዊሱ ብ30 ዝርዝር ክስታት ተኣሲሮም ዝፀንሑ ሰባት ክፍትሑ ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ወሲኑ። እዚ ካብ ቀዳም ኣትሒዙ ተግባራዊ ክኸውን ዝተባህለ መመርሒ፡ ብመገድ ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ እቲ ክልል ሓዱሽ ተስፋ’ዩ ተገሊጹ። ውድብ ዓረና ንደሞክራስን ሉኣላውነትን፡ ካብ ብዓንተቦኡ’ውን ክእሰሩ ዘይነበሮም ዓሰርተታት ኣሽሓት ኣብቲ ክልል ተኣሲሮም ምህላዎም ይገልጽ።