ኣብ ክልል ትግራይ ፈተና 12 ክፍሊ ተጀሚሩ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሰሉስ ዝጀመረ ክሳብ 12 ሓምለ ኣብ ዝቕፅል ፈተና 12 ክፍሊ ልዕሊ 54- ሽሕ ተመሃሮ ከም ዝሳተፉ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ዶክተር ኪሮስ ጉዕሽ ገሊፆም፡፡
Your browser doesn’t support HTML5