ኣብ እዋን ኲናት ዝወፅአ ሕግታት ክልል ትግራይ መዓስ’ዩ ዘብቅዕ?

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ፡ ናይ ህፁፅ እዋን ደንብታት ተባሂሎም ብህወሓት ዝወፁን ኣብ ስራሕ ዝወዓሉን ሕግታት ንሕገ-መንግስታዊ መስርሕ ዝጠሓሱ ስለዝኾኑ ንኽለዓሉ ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ (ሳወት) ሓቲቱ። ላዕለዋይ መሪሕነት ቢሮ ፍትሒ ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ግን እቲ ሕግታት በብእዋኑ ይተርፍ ምህላው ይሕብር። ኣብዚ መዳይ፡ ሰብ-ሞያ ሕጊ’ውን ርእይቶኦም ክህቡ ኣዘራሪብና ኣለና።