ትንታነ -- ክልል ትግራይ ኣብ መሰጋገሪ’ዶ ቀራና መንገዲ?

  • ገብረ ገብረመድህን

Your browser doesn’t support HTML5

ትንታነ -- ክልል ትግራይ ኣብ መሰጋገሪ’ዶ ቀራና መንገዲ?

ክልል ትግራይ ድሕሪ 14 ኣዋርሕ ስምምዕ ሰላም ሎሚ እውን ኣብ ዝተሓላለኸ ፀገማት ትርከብ። እቲ ክልል ናብ ዓፀቦ ዝቐረበ ዝበሎ ጥምየት፣ ልዕሊ ሓደ ሚሊዮን ተመዛበልቲ፣ ብስምምዕ ተጻብኦ ፕሪቶሪያ ክምለስ ዝተባህለ ሕገ መንግስታዊ ግዝኣታ ዘይተመለሰላ፣ ምድካም መራሕቲ ናይቲ ክልል ዝተራእየላ ክልል ኮይና አላ።

ኣብዚኦምን ካልኦት ተኣሳሰርቲ ጉዳያትን ንምዝታይ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ፖለቲካዊ ሳይንስ ዶክተር ኣሰፋ ለኣከ፣ ክኢላ ሕጊ ኢሳያስ ሃይለማሪያም ካብ ካሊፎርኒያን ወልደጊዮርጊስ ተኽላይ ካብ ጀርመን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።

እዚ ቃለ-ምልልስ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተዳለወ ምዃኑ ነዘኻኽር።