ሕብረት ሲቪል ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ንዝረኣ ዘሎ ከይዲ ስክፍታኦም ይገልፁ

ኣብ መንጎ ፖለቲካዊ መሪሕነት ክልል ትግራይ ዝርአ ዘሎ ምክፍፋል ከም ዘሻቐለን ሕብረት ሲቪል ማሕበራት ክልል ትግራይ ገሊፀን። እቲ ሕብረት ብቐዳም ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፡ ምክፍፋል እቲ መሪሕነት ነቲ ክልል ካብኡ ሰጊሩ’ውን ንምሉእ ሃገር ዝትንክፍ ከይከውን ሻቕሎቶም ብምጥቃስ፡ ኣብ ውሽጢን ምስ ፈደራል መንግስቲ ዘሎ ፍልልይ ብሰላማዊ ዘተ ክፍታሕ ፀዊዖም።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ሕብረት ሲቪል ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ንዝረኣ ዘሎ ከይዲ ስክፍታኦም ይገልፁ