መቐለ —
ኣብ መንጎ ጉባኤ ዘካየደ ወገን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ(ህወሓት)ን ንግዜያዊ ምምሕዳር ዝመርሕ ዘሎ ካልእ ኣካልን ዝጸንሐ ምትፍናን ኣብ ዝዓረገሉ፡ ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት ሎሚ ሰሉስ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ክንፊ ህወሓት ዝመዘዞ ከንቲባ ብደገፍቱ ተሰንዩ፡ መፍትሕ ተረኪቡ ኣሎ። ኣብ ተመሳሳሊ ምዕባለ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ንሰለስተ ኣዘዝቲ ግንባር ካብ እዝታቶም ደው ንኸብሉ ኣመልኪቱ ኣሎ።
ነዚ ዘሎ ምዕባለታት ኣጣሚሩ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ምትፍናን መሪሕነት ህወሓት ኣብ ካልኣይ ጽፍሒ