ኣብ ክልል ትግራይ ፈተና 12 ክፍሊ ተጀሚሩ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ፈተና 12 ክፍሊ ተጀሚሩ

ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሰሉስ ዝጀመረ ክሳብ 12 ሓምለ ኣብ ዝቕፅል ፈተና 12 ክፍሊ ልዕሊ 54- ሽሕ ተመሃሮ ከም ዝሳተፉ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ዶክተር ኪሮስ ጉዕሽ ገሊፆም፡፡ ብኻልእ ዜና ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ብሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዝተዳለወ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።