▶ ድሕሪ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት ኣተኵሮ ናብ ደቀንስትዮን ህጻናትን ክኸውን ምሕጽንታ ቐሪቡ

Your browser doesn’t support HTML5

ቀንዲ ግዳያት ናይቲ ክልተ ዓመት ዝመልአ ግጭት ክልል ትግራይ ደቀንስትዮን ህጻናትን ምንባሮም በበይኖም ኣካላት ይገልጹ። ብሕልፊ እኳ ምስ ምቍራጽ መድሃኒትን ምትእጕጓል ስሩዕ ክታበትን፡ ኣብ እዋን ግጭት ዝተወልዱ ህጻናት፡ ዳሕራይ ከቢድ ሳዕቤን ክህሉዎ ንዝኽእል ሕማማት ዘሳጥሕ’ዩ።