መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም’ውን ከቢድ ሕፅረት ናውቲ ሕክምናን መድሃኒትን ከም ዘሎ ቢሮ ጥዕና’ቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ክልል ዘሎ ፀገም ቀረባት ናውቲ ሕክምናን ንዕኡ ንምፍታሕ ዝግበር ዘሎ ፃዕሪ ጠሚቱ ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ ድሕሪ ስምምዕ ፕሪቶርያ ሕጽረት መሳርሒ ሕክምናን መድሃኒት ከምዘሎ ተገሊጹ