መቐለ -- ኣብ ልዕሊ ደቀስንትዮ ዝወርድ ዘሎ ወፅዓ ከቋርጽ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻዪዱ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ይፍፀሙ ዘለዉ ጭውያ፣ ቅትለትን ፆታዊ መጥቃዕትን ጠጠው ይበል ብምባል ኣሽሓት ደቀንስትዮ ዝተሳተፍኦ ሰላማዊ ሰልፊ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ከተማ መቐለ ተኻዪዱ።