ጻውዒት ዓለማዊ መዓልቲ ሓቢርካ ምንባር፡ “ሰግለለት ኲናት ከይደግስ”

Your browser doesn’t support HTML5

ጻውዒት ዓለማዊ መዓልቲ ሓቢርካ ምንባር፡ “ሰግለለት ኲናት ከይደግስ”

ትማሊ ሓሙስ 15 ግንቦት 2024 “ዓለማዊ መዓልቲ ሓቢርካ ብሰላም ምንባር” ዝዝከረሉ ዕለት’ዩ።

ነዚ ኣጋጣሚ ምኽንያት ብምግባር ከኣ ኣብ መቐለ ዝርከብ ማእከል ኣመሪካ ነቲ መዓልቲ ዝዝክር ምድላዋት ኣሰናዲኡ ነይሩ። ተሳተፍቲ እቲ ኣጋጣሚ፡ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ዝፈጠርሎም ምምዝባል ህይወት ብምጥቃስ፡ መንግስታዊ መሓዉራትን ካልኦት ኣካላትን ንሰላም ኣበርቲዖም ክሰርሑ ኣብቲ ኣጋጣሚ ጸዊዖም።