መደብ መናእሰይ ንኣባላት ባህሊ ትግራይ ንምዝካር ዝተዳለወ መደብ የጉልህ

  • ግርማይ ገብሩ

ናይ ሎሚ መደብ መናእሰይ ብዛዕባ እቶም ዝሓለፈ 15 መስከረም ናብ ሱዳን እናተጛዓዙ ከለው ብጠንቂ ሓደጋ መኪና ዝሞቱ 9 ኪነ-ጥበባዊያን ዝተዳለወ ዝኽሪ ዝምልከት እዩ።

ግርማይ ገብሩ ምስ ኣባላት ጮራ ኣቡጊዳ ዝገበሮ ዕላል ተኽታተሉ።