መግለጺ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት

Your browser doesn’t support HTML5

መግለጺ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት

ኣብ ክልል ትግራይ ጊዝያዊ ምምሕዳር መሓውሩ ከይዝርግሕ ዘተዓናቕፉ ኣካላት ኣለዉ ክብሉ ፕሬዝዳንት እቲ ጊዜያዊ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቦም፡፡

የተዓናቕፉ ኣለዉ ዝበልዎም ኣካላት ብግልፂ ዘይጠቐሱ ኣይተ ጌታቸው ኣብቲ ክልል መንግስቲ ዘይፈልጦም ኣብያተ ማእሰርቲ ኣለዉ ኢሎም፡፡

ብሰለስተ ውድባት እቲ ክልል ንፅባሕ ዝተፀወዐ ሰልፊ ጠሚቱ እውን ኣይተ ጌታቸው ምላሽ ሂቦም እዮም፡፡