ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ተመስሪቱ
Your browser doesn’t support HTML5
ንግዚያዊ ምምሕዳር ዝከታተልን ምኽሪ ዝልግስን ክብሉ ብፕረዚደንት እቲ ምምሕዳር ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝገለፁዎ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ትማሊ ሰንበት ተመስሪቱ።
Your browser doesn’t support HTML5