ቃለ-መጠይቕ ምስ ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት- ካልኣይ ክፋል

Ambas.Tesfamichael.Gherahtu

ፍልይቲ መርማሪት ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ ኤርትራ ኸቢድ ጥሕሰት መሰላት ኣሎ ዝብል ጸብጻብ ምቕራባ ይዝከር። ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ግን፡ "ብመሰረቱ ኤርትራ ካብ ቃልሲ ሰብኣዊ መሰል ዝበቖለት ሃገር`ያ" ኢሉ
ፍልይቲ መርማሪት ሕቡራት ሃገራት ሸይላ ኪቲሩት፡ ናብ ቤት መኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ዘቕረበቶ ጸብጻብ፡ መስትያት ናይ`ቲ ብኣመሪካን ክህንደስን፡ ብኢትዮጵያ ላዕልን ታሕትን ክበሃለሉ ዝጸንሐ፡ መቐጸልታ ናይቲ "ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝካየድ ፖሊቲካዊ ተዋስኦ `ዩ" ይብል ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ።

ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ`ቲ ቃለ-መጠይቕ፡ እታ መርማሪት ስለምንታይ ናብ ኤርትራ ኸይትኣቱ ከምዝተኸልከለት፡ ብዛዕባ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ብዛዕባ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራን ካልኦት ጉዳያትን ተሓቲቱ`ሎ።

ኻልኣይ ክፋል`ቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

Your browser doesn’t support HTML5

Part Two Interview with Amb.T.Gherahtu



ቀዳማይ ክፋል ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Listen to the interview