መቐለ: ካብ 20-ሽሕ ናብ 15 ሚልዮን ብር ርእሰ-ማል

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ምፍራይ በበይኖም ነኣሽቱ ማሺናት እትነጥፍ ፍረወይኒ ወልደገብሪኤል፡ ፈለማ ቅድሚ 12 ዓመታት ነቲ ስራሕ ብኣዝዩ ንእሽቶ ደረጃ’ያ ጀሚራቶ። ካብ 20-ሽሕ ዝጀመረ ርእሰ-ማል ሎሚ ልዕሊ 15 ሰራሕተኛታት ዝሓቍፍ ናይ 15 ሚልዮን ብር ወፍሪ ምዃኑ’ውን ትሕብር።