ኣብ ኤርትራ ዝተሰርሐት ዓባይ ፊልም “ደባስ “ ኣብ ኣህጉራዊ ፈስቲቫል ፊልም ህዩስተን ፕላቲዩም ተዓዊታ

EastAfro

ነታ ፊልም ዝደረሰ መንእሰይ ስምኦን ሃብተማርያም`ዩ
ኣላይን ሰኣላይን ጸራብን`ታ ፊልም መኮነን ወልደኣብ ብዛዕባ`ኣ ይትንትን

ነታ ፊልም ዝደረሰ መንእሰይ ስምኦን ሃብተማርያም`ዩ

ደባስ ልዕሊ ወርቂ ዘሎ ሽልማት ፕላቲዩም እያ ተዓዊታ።

ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ምስማዕ ይክኣል

Your browser doesn’t support HTML5

Interview with Mekonnen Weldeab