ቂሐ ጽልሚ፡ ምስ ጸሟቒት ስዋ ካብ ሓውዜን፡ ምስ ድምጻዊት ነህሚያ ዘርኣይ ካብ ደቀምሓረ

Kaleidoscope

ወግዒ ምስ ኣደይ ታደለች፡ ንልዕሊ 40 ዓመት ስዋ ዝሸጣ`የን ኣብ ሓውዜን
መንእሰይ ነህሚያ ዘርኣይ፡ ፍሉይ ድምጺ ሒዛ ትወጽእ ዘላ ኣርቲስት`ያ። “ገለ`ለካ “ ትብል ዜማኣ ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ካብተን ብዝለዓለ ደረጃ ዝስምዓ ዘለዋ`ያ።

ግርማይ ገብሩ ሎማዓንቲ ኣብ ሓውዜን እንዳ ስዋ እዩ ዝርከብ፡፡ ንልዕሊ 40 ዓመት ስዋ ጾሚቐን ምስ ዝሸጣ ምስ ወይዘሮ ታደለች ብሩ ኣውጊዑ’ሎ፡፡

ክሊቲኡ ትሕዝቶ ኣብ መደብ ቂሐ ጽልሚ ተኻቲቱ`ሉ

Your browser doesn’t support HTML5

ቂሔ-ጽልሚ