ቂሐ-ጽልሚ፡ ኣብነታዊት ፍቕሪ ዝኾነት ስድራቤት ካብ ትግራይ፡ ካብ ስነ-ጥበባዊ ሊንጎ ድማ ብዛዕባ መፅሓፍ ሰለሞን ጸሃየ

Family-from-Tigray

ግርማይ ገብሩ ካብ መቐለ፡ ካብ`ዚ ድማ ካብ መጽሓፍ ሰለሞን ጸሃየ ሊንጎ ሓንቲ ማሰን ሓንቲ መልቀስን ኣንቢቡልና`ሎ
ኣብ መቐለ ስድራ እንዳ ኣይተ ገብረክርስቶስ ውሬታን ወይዘሮ ኣበባ ገብረስላሴን ብዙሕ ዘይተለመደ መድረኽ የቐንየልና ተሰናዲኡ ‘ኔሩ
ናብ ግርማይ ከሕልፈኩም እሞ ምስቶም ኣባላት ስድራ ዝገበሮ ወግዒ ታኣንገዱ፡፡

Lingo



ድሕሪኡ፡ ሃይለሚካኤል ሃይለስላሰ(ሊንጎ) ካብ ማሰን መልቀስን ቀዳሞት መጽሓፍ ሰለሞን ጸሃየ ገለ ኣንቢቡልና`ሎ።

Your browser doesn’t support HTML5

Listen to the Report