"ኣዋልድ ጥበብ" ኢትዮጵያ ንጎዳኢ ልምድታት ደው ንምባልን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ትምህርቲ ንምምዕባልን ወፍሪ የኻይዳ

Your browser doesn’t support HTML5

ሰለስተ ብ”አዋልድ ጥበብ”ዝፍለጣ ደቂ ኣንስትዮ ገጸ ባህርያት ኣብ ገጠራት ኢትዮጵያ ዝዝውተሩ ጎዳኢ ልምድታት ደው ንምባልን ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ትምህርቲ ንምምዕባል ኣብ ዝተዳለወ ተኸታታሊ መደብ ቴሌቭዥን ወፍሪ የካይዳ።