ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያዊያን ካብ ሞያሌ ናብ ኬንያ ምስዳዶም ቀይሕ መስቀል ገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ቀይሕ መስቀል ጨንፈር ኬንያ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያዊያን ካብ ሞያሌ ናብ ኬንያ ምስዳዶም ገሊጹ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ሓይልታት ጸጥታ መንንግስቲ ትሸዓተ ነበርቲ ሞያሌ ምቕታሎም ስዒቡ ብኣሽሓት ነበርቲ ሞያሌ ናብ ኬንያ ምስዳዶም ተገሊጹ።