ሕ/ሃ ኣብ ሊባኖስ ኣስታት 400,000 ህጻናት ካብ መንበሪኦም ምዝንባሎም ይሕብር

Your browser doesn’t support HTML5

ሕ/ሃ ኣብ ሊባኖስ ኣስታት 400,000 ህጻናት ካብ መንበሪኦም ምዝንባሎም ይሕብር

ኣብ ሊባኖስ ልዕሊ 400, 000 ቆልዑ ኣብ ዝሓለፋ ሰለስተ ሰሙናት ካብ መንበሪኦም ከም ዝተመዛበሉ ትካል ህጻናት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ሕ/ሃ ወሲኹ ኣብ ማእከል ኵናት ተቐርቂራ ኣብ ዘላ ሊባኖስ ትውልዲ ይበርስ ኣሎ ክብል'ውን ኣጠንቂቑ።

ብኻልእ ወገን ሰራዊት እስራኤል ንዓቀብቲ ሰላም ሕቡራት ሃገራት ኣጥቂዖም ዝብል ነቐፈታ ይስማዕ ኣሎ። ኣ

እስራኤል ኣብ ልዕሊ ናይ ሊባኖስ ሕዝቡላህ ዝጀመረቶ መጥቃዕቲ ኣሐይላቶ`ላ። አጋር ሰራዊት'ውን ኣዋፊራ አላ።