ኣብ ዘ ሄግ ኔዘርላንድ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ቤት-ፍርዲ ገበነኛታት ኩናት ንመራሒ ቦዝንያውያን ሰርብ ነበር ራዳቫን ካራዲች ን40 ዓመት ክእሰር በይኑ

ኣህጉራዊ ቤት-ፍርዲ ገበን: መራሒ ቦዝንያውያን ሰርብ-ነበር ራዳቫን ካራዲች 8 ሽሕ ደቂ-ተባዕትዮ ኣብ ሰርበኒካ ብምጽናቱ’ዩ ገበነኛ ኮይኑ ረኺብዎ። እቲ ኣብ 1995 ዓ.ም.ፈ ዝተፈጸመን ብጃምላዊ ህልቂት ሰርበኒካ ዝፍለጥን ቅትለት ኣመንቲ ሃይማኖት ምስልምና ዝኾኑ ቦዝንያውያን’ዩ ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ዝተዋደደ ሓያሎ ገበናዊ ክስታት ክምስረት ቀሲብዎ።