ካብ ናይ ዓለም አደነቕቲ ተፈጥሮ- ዘ ግራንድ ካንዮን

  • ገብረ ገብረመድህን
    ዜና ቪኦኤ

ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከብ 'The Grand Canyon' ግዙፍ ገማግም ሩባን ወሓዚ ማይ ዘይፍለዮ ዓሚቕ ሽንጥሮን ኣብ ዓለምና ሓደ ካብ አደነቕቲ ሸውዓተ ተፈጥሮኣዊ ነገራት እዩ።

እቲ ተፈጥሮኣዊ ቕርፅን ኣቀመማጣን መሬት ሓደገኛ ነገራት ክፍፅሙ ንዝደልዩ /ንኣድቨንቸርስትስ/፣ንገጠምቲን ሰኣልትን ንኣማኢት ዓመታት ዝሰሓበን ዘለዓዐለን እዩ።

ካብ ገማግም ንቑልቁል ክትሪኦ ይኹን ካብ ተወርዋሪ ማይ ሩባ ኮሎራዶ ንሰማይ ክትሪኢ ከለኻ ስለ ምንታይ ዓብዪ ዝብል ሽም ከምዝተውሃቦ ትርዳእ።ናይ ሃገራዊ ፓርክ ተጎዓዛይ ሚካህ ሜየር ነዚ ንመዋእለይ ኣይርስዖን እየ ክብል ዝገለፆ ምትሃታዊ ቦታ ንሸሞንተ መዓልታት ዝገበሮ ዳህሳስ አካይዱ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ካብ ናይ ዓለም አደነቕቲ ተፈጥሮ- ዘ ግራንድ ካንያኖን