ኣብ ቀዳማይ ዋዕላ ቋንቋታት ትግራይ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ካብ ዘቕረቡ ሓደ

  • ግርማይ ገብሩ

ሃገራዊ ዋዕላ ቋንቋታት ትግራይ ኣብ መጀመርያ ወርሒ ጥሪ ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ከም ዝተኻየደ ይዝከር። ኣብቲ እዋን 20 መፅናዕታዊ ፅሑፋት ቀሪቦም ተዘትዩሎም እዩ። ሓደ ካብኣቶም ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ መምህር ቋንቋን ስነ ፅሑፍን ትግርኛ ኣይተ ፍቓዱ ገብረእግዝኣብሔር ዘቕረብዎ ባህላዊ ደርፍታት ትግራይ ይርከቦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ቀዳማይ ሃገራዊ ዋዕላ ቋንቋታት ትግራይ ተኻይዱ