ኣፍረይቲ ቡን ኢትዮጵያ ንመምርሒ ኤውሮጳዊ ሕብረት ንንምምላእ ይነቕሉ፡ ቀሊል ግን ኣይመስልን

Your browser doesn’t support HTML5

ኣፍረይቲ ቡን ኢትዮጵያ ንመምርሒ ኤውሮጳዊ ሕብረት ንንምምላእ ይነቕሉ፡ ቀሊል ግን ኣይመስልን

ኤውሮጳዊ ሕብረት ናብ ደምበኡ ዝኣቱ ቡን፡ ንሕጊ ምብራስ ኣግራብ ዘይጻረርን ንዘውፅኦ ቅጥዕታት ዘማልእን ክኸውን ድሕሪ ዘሕለፎ ውሳነ፡ እቲ መምርሒ ንሓያሎ ኣፍረይቲ ቡን ኢትዮጵያ ከም ዝጸሉ ዋና ዳይረክተር በዓልመዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ይገልጹ። እቲ መምርሒ ኣምሳያኡ ኣብ ምትካል ኣግራብ ውሽጢ ሃገር ዓቢ ረብሓ ስለ ዘለዎ ግን ንዕኡ ንምምላስ ናይ 2.2 ቢልዮን ብር ትልሚ ተታሒዙ ከም ዘሎ እቲ በዓል-መዚ ኣመልኪቱ።