ዋሽንግተን —
ዶ/ር ጸሃየ ተፈራ ኣብ ኣርሊንግተን ቨርጂንያ ናይ ዝርከብ ማእከል ኮሚኒቲ ኢትዮጵያውያን ዳይሬክተር ክኾኑ ኸለዉ፡ ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ ካብ ራቸስተር ኒው ዮርክ ኣቦ-መንበር ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራ ዝነበሩን፡ ኣብ ኣመሪካ ዕዉታት ቆልዑት ብምፍራይ ዝፍለጡን`ዮም።
ስድራቤት ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስ
ብምኽንያት`ቲ ዝሓለፈ ሓሙስ ኣብ ኣመሪካ ዝተኸብረ መዓልቲ ምስጋና፡ ተመክሮታቶምን ወግዕታቶምን ኣካፊሎምና ኣለዉ።
ዶ/ር ጸሃየ ተፈራ ኣብ ኣርሊንግተን ቨርጂንያ ናይ ዝርከብ ማእከል ኮሚኒቲ ኢትዮጵያውያን ዳይሬክተር
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኸአል።
Your browser doesn’t support HTML5
ዶ/ር ጸሃየ ተፈራን ኣቶ ተስፋሚካኤል ዮውሃንስን ብምኽንያት መዓልቲ ምስግና ዝገበርዎ ወግዒ