ኣብነታዊ ዕርክነት ክልተ ስነ-ጥበባውያን ኣብ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ

ካብ 60`ታት ዝጀመረ ዕርክነት ተሾመ ምትኩን ተስፋማርያምን ኪዳነን ከም ኣብነት ክጥቀስ ዝግባእ`ዩ ተባሂሉ

ኣብ`ቲ ዝሓለፈ ቐረባ ሰሙናት፡ ንኽብሪ ኣርቲስት ተሾመ ምትኩ ዝተዳለወ ምሸት፡ ቀንዲ መደረ ዘስምዐ ስነ-ጥበባዊ ተስፋማርያም ኪዳነ`ዩ ኔሩ።

ተሾመ፡ ብደርፍን ሙዚቃ ብምጽዋትን ይፍለጥ፡ ተስፋማርያም ድማ ሳክስፎን ብምጽዋትን፡ ሙዚቃ ብምውህሃድን ይፍለጥ።

ናብ ስትድዮ ተዓዲሞም ኔሮም፡ ምስ ትዝታ በላቸውን ተወልደ ወልደገብሬልን ዝገበርዎ ዕላል ንምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ስምዑ፡