ግብረ ሽበራ ክቓላዕ ( 1ይ ክፋል)

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዝሓለፈ ሸውዓት ዓመታት ኣብ ናይጀርያን ጎረባብታ ዝኾና ሃገራትን ምስ ጥሩፍ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ኣብ ዝተኻየደ ኩናት ልዕሊ 18,000 ሰባት ሞይቶም፡ ልዕሊ 2 ሚልዮን ድማ ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም። ኣብ ክፍለ ግዝኣት ቦርኖ-ናይጀርያ ጥራይ ልዕሊ ፍርቂ ሚሊዮን ሰባት ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም፡ እኹል መግቢ፡ዝስተ ማይን ኣገልግሎት ጥዕናን ኣብ ዘይረኽብሉ መዓስከር ስደተኛታት ድማ ይነብሩ ኣለው።