ራዕዲ ኣብ ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ቅልውላው ስደተኛታት ኢትዮጵያ
ኣብ ኢትዮጵያ ዝተወልዐ ኲናት ኣሽሓት ዜጋታት ኣካላቢቱ፣ ገና’ውን መወዳእታ ናይቲ ሽግር ምርኣይ ኣጸጋሚ’ዩ። ሄዘር ማርዶኽ ካብ ቪኦኤ ናብቲ ፈጺሙ ዝተበትከን ኣብ መንጎ መጻብቦ ህይወት ዝርከብ ስፍራ--እንኮላይ መዓስከር ስደተኛታት ተጓዒዛ--ንዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ዝተሓላለኸ ፖለቲካዊ ምትፍናን ከተርኢ ክኢላ ኣላ።