መቐለ —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ከተማ መቐለ ንእሱራት መግቢ ብምቅራብ ብጨረታ ዝተዓወተ ሓደ ነጋዳይ ኖራ ምስ መግቢ ሓዊሱ ቀሪብካ ብዝብል ጥርጣረ ከምተአሰረ ተገሊጹ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኖራ ምስ መግቢ ሓዊስኻ ብዝብል ክሲ ሓደ ነጋዳይ ኣብ ከተማ መቐለ ተአሲሩ