‘ኣብ ንሰማማዓሎም ሓቢርና ክንሰርሕ ኢና፣ ንኣፈላላያትና ንምጽባብ ብቀጻልነት ክንሰርሕ ኣለና’ ኢሎም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም።
‘ምስ መንግስቲ ኣሜሪካ ንክዘራረቡ መደብ’ዶ ኣለዎም?’ ንዝብል ሕቶ ዶ/ር ቴድሮስ ክምልሱ ኣብ ጉዳይ ምትእኽኻብ ገንዘብ ዝጸበበ ምንጪ በጀት ዘይኮነ ንዝሰፍሐ ዓለም-ለኸ ስራሕቲ ትካላት ጥዕና’ ከምዝሰርሑ ገሊጾም።
‘ምስ ሪፐብሊካዊያንን ዴሞክራሲያዊያንን ሓቢረ ሰሪሐ’የ። ሚኒስትር ጥዕና ሃገረይን ሓላፊ ግሎባል ፈንድ ኣብ ዝነበርኩሉን እዋን ዝመስረትክዎ ርክብ ተጠቂመ ክቕጽለሉ’የ’ ይብሉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሙሉእ ሪፖርት ቃለ መጠይቕ ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም