“መጠን ሕውየት ሕማም ቲቢ ዝድለ ዓለማዊ ደረጃ በጺሑ” ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኤርትራ መጠን ሕውየት ሕማም ቲቢ፡ ነቲ ብውድብ ጥዕና ዓለም ዝተደልየ ደረጃ ምብጻሑ ሰብ-መዚ ሚንስትሪ ጥዕና ኤርትራ ገሊጾም። እንተዀነ እቲ ሚኒስትሪ፡ ንዓመታት ጠፊኦም ዝጸንሑ ሕማማት ምቕልቃሎምን ሓደስቲ መልከፍታት’ውን ይርኣዩ ኣለዉ ክብል ሓቢሩ።