ኣዲስ ኣበባ —
ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ምኽትል ሚኒስተር ሰላም ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኣቶ ታየ ደንዳኣ፡ ካብ ማእሰርቲ ብዋሕስ ክወጽኡ ሰማዒ ይግባይ ጠቕላሊ ቤት ፍርዲ ድሕሪ ምእዛዙ ስዒቡ ድሕሪ ምፍትሖም ሒደት ሰዓታት፡ ደጊሞም ግን ናብ ማእሰርቲ ከም ዝተወስዱ በዓልቲቤት ንድምጺ ኣመሪካ ኣካፊላ። ድምጺ ኣመሪካ ካብ ሰብ-መዚ ኢትዮጵያ ኣብዚ ጉዳይ መብርሂ ንምርካብ ዝገበሮ ጻዕሪ ኣይተዓወተን።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ኣቶ ታየ ደንዳኣ ሰዓታት ድሕሪ ምፍትሖም ኣብ ቀይዲ ኣትዮም