ኣብ ኣመሪካ ንጉዳይ ኸፈልቲ ግብሪ ኣብ ምስላጥ ዝሰርሑ ክኢላታት-ሕሳብ ዝህብዎ ሓበሬታ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ኣብ ኣመሪካ ካብ ወርሒ ጥሪ ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ፡ ግብሪ ንመንግስቲ ዝኽፈለሉ እዋን`ዩ። ከፈልቲ ግብሪ ማዕረ ክንደይ ግዴታኦም ይፈልጡ? ማዕረ ክንደይ`ከ እኹል ሓበሬታ ኣለዎም? ንምዃኑ ሕሳብ ተወራሪዱ ክምለሰና ዝግባእ ገንዘብ ብግቡእ`ዶ ንፈልጦን ንከታተሎን?

ኣቶ መንግስ ዘሚኪኤል ወናኒ ኣገልግሎት ስፒዲ ታክስ ከምኡ ድማ ኣቶ በርሀ ኣብርሃ ወናኒ (BABC Tax ) ክልቲኦም ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ተዓዲሞም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ኣመሪካ ንጉዳይ ኸፈልቲ ግብሪ ኣብ ምስላጥ ዝሰርሑ ክኢላታት-ሕሳብ ዝህብዎ ሓበሬታ