ጋሻ መደብ ቂሔፅልሚ ታረቀ ተ/ሂወት

Tareke

ኣብ ኤርትራን ኢትዮዽያን ናይ ኣስታት ሰላሳ ዓመታት ተመክሮ ሙዚቃ ኣለኒ ይብል ድምፃዊን ገጣሚን ታረቀ ተ/ሂወት።

ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ኣብ ኣሜሪካ ናይ ውልቂ መገሻን ዕረፍቲን ይገብር ከምዘሎ ዝዛረብ ጋሻ መደብ ቂሔፅልሚ፣ዛጊድ ትሻዓተ ኣልበማት ከምዘሐተመ እውን ይዛረብ።

ባዓል ሓዳርን ኣቦ ኣርባዕተ ቆልዑ‘ዩ።ምስኡ ዘካየድናዮ ቃለ-ምልልስ ኣሎ። ተኸታተሉ።

Your browser doesn’t support HTML5

ኣዳምጹ