ፖሊስ ስዊዲን ምስ መጭወይቲ ሲናይ ብዝተሓሓዝ 4ተ ሰባት ኣሲሮም

እቶም ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣዕራብ ምዃኖም ዝተነግረሎም 4ተ ሰባት፡ ኣብ`ዚ ዝሓልፈ ቕንያት`ዮም ብምክትታትል ፖሊስ ተታሒዞም
ብዛዕባ ምትሓዝ`ቶም 4ተ ኣሰጋገርቲ ደቂ-ሰባት ክተግልጸልና ዝሓተትናያ ተሓላቒት ሰብኣዎ መሰላት ሜሮን እስቲፋኖስ`ያ።

ኣብ ሲናይ ግብጺ ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ዝርከብዎም ኣብ ኢድ ነጋዶ ደቂ-ሰብ ብምውዳቕ ክሳቐዩ ከምዝጸንሑ ይፍለጥ፡

ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል፡

Your browser doesn’t support HTML5

Sweden-Human-traffickers-detained