ዝተፈላለየ ኣረኣእያ ዘለዎም ኤርትራውያን ነቲ ኣብ ሽወደን ዝተፈጸመ ባርዕ ይኹኑኑ

eritrea-sweden-arson

ኣቶ ቢንያም ምስግና፡ ብ/ጀነራል ተኸስተ ሃይለ፡ ኣቶ ኣርሀ ሓመድናካ፡ ፖሊስ ንገበኛታት ናብ ፍርዲ ከቕርቦም ትጽቢት ይገብሩ`ለዉ
ናብ ሰኑይ ዘውግሕ ለይቲ፡ ኣብ ስዊዲን ከተማ ስቶክሆልም፡ ኣብ ሰለስተ ማሕበረ ኮም ኤርትራውያን ባርዕ ሓዊ ኣጋጢሙ ኔሩ። ጠንቁ ኢደ ሰብ ምዃኑ ብዙሓት ይኣምኑ።

ኣቶ ኣርሀ ሓመድናካ ኣባል ፓርላማ ስዊዲን`ዩ። ኣቶ ቢንያም ምስግና ካብ መራሕቲ ኮሚኒቲ ክኸውን ከሎ፡ ብ/ጀነራል ንፖሊሲታት መንግስቲ ኤርትራ ዝቃወም`ዩ።

ምስ ሰለስቲኦም ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብ ናይ ሎሚ ፈነወ ተመሓላሊፉ`ሎ

Your browser doesn’t support HTML5

eritrea-sweden-arson