መበል 80 ዓመት ዝኽሪ ሓርነት ኦሽዊትዝ

Your browser doesn’t support HTML5

መበል 80 ዓመት ዝኽሪ ሓርነት ኦሽዊትዝ

ገለ ካብቶም ካብ ኦሽዊትዝ ዝደሓኑ ሒደት ሰባት ንዝኽሪ መበል 80 ዓመት ሓርነት ንምዝካር ሎሚ ሰኑይ ናብቲ መዳጎኒ በጺሖም።

ኦሽዊትዝ ምልክት ኣብ እዋን ናዚ ዝተቐትሉ ሽዱሽተ ሚልዮን ኣይሁዳዊያን ኮይኑ ሓደ ሚልዮን ካብኦም ካብ 1940 ክሳዕ 1945 ኣብቲ ቦታ ተዳጕኖም ዝነበሩ'ዮም። ካልኦት ልዕሊ 100,000 ኣይሁድ ዘይኰኑ እውን ዝተቐተልሉ እዩ።