ቪድዮ `ሕድሪ ብግብሪ` - መንእሰያት ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ንስድራ-ሰማእታት ኤርትራ ንምሕብሓብ ፍሉይ ቅዲ ይኽተሉ ሰነ 21, 2024 ተወልደ ወልደገብረኤል Your browser doesn’t support HTML5 `ሕድሪ ብግብሪ` ዝብል መሪሕ ዝተኸተሉ መንእሰያት ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ ንስድራ-ሰማእታት ኤርትራ ንምሕብሓብ ፍሉይ ቅዲ ይኽተሉ።