ሱዳናዊያን ጉጅለ ሓኻይም ዓይኒ ኣብ ኤርትራ መጥባሕታዊ ሕክምና ሂቦም

ኣልባሳር ዝተባህለ ጉጅለ ሓኻይም ዓይኒ ሱዳን ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ኤርትራ ተጓዒዙ ምስ ሓካይም ሆስፒታል ብርሃን ዓይኒ ብምትሕብባር ን406 ሰባት መጥባሕታዊ ሕክምና ምሃቡ ተፈሊጡ’ሎ።

ብዛዕባ’ዚን ኣብ ኤርትራ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ሕክምና ዓይኒን ብዝምልከት ምስ ሜዲካል ዳይሬክተር ሆስፒታል ብርሀን ዓይኒ ዶ/ር ካሕሳይ ፍስሓጽዮን ንተሓከምትን ድምጺ ኣሜሪካ ኣዘራሪቡ ኔሩ።

ዶ/ር ካሕሳይ ፍስሓጽዮን ብዛዕባ’ቲ ሆስፒታል መብርሂ ብምሃብ ይጅምሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ሱዳናዊያን ጉጅለ ሓኻይም ዓይኒ ኣብ ኤርትራ መጥባሕታዊ ሕክምና ሂቦም