ኣብያተ ክርስቲያን ሱዳን ንተመዛበልቲ ማዕጾኣን ይኸፍታ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ከተማ ፖርት ሱዳን ትርከብ ሓንቲ ቤተ ክርስትያን ካብቲ ኣብታ ሃገር ይካይድ ካብ ዘሎ ኲናት ዝሃደሙተመዛበልቲ መዕቖቢ ኮይና ኣላ።