ለንደን —
ቁፅሪ እቶም ኣብ ሱዳን ይካየድኣብዘሎ ኲናት ሕድ-ሕድ ዝሞቱ ሰባት ካብቲ ኣቐዲሙ ዝተገመተ ኣዝዩ ዝበዝሐ ምዃኑ ሓደ ሓድሽ መፅናዕቲ ወግዓዊ ገይሩ። እቲ ግጭት ን11-ሚሊዮን ሰባት ካብ መንበሪኦም ክሃድሙ ብምግዳድ ኣብ ዓለም እቲ ዝኸፍኣ ቅልውላው ጥምየት ፈጢሩ ኣሎ።
ኣብ ካርቱም መቓብራት ተወዲኦም ጎደናታት ኻርቱም ብኣማኢት መቓብራት ተመሊኦም ይርከቡ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ግጭት ዝሞቱ ሰባት ካብቲ ኣቐዲሙ ዝተገመተ ንላዕሊ ምዃኑ መፅናዕቲ ሓቢሩ