ህውከት ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ፡ መዘራረቢ አርእስቲ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ

A Sudan People's Liberation Movement (SPLA-N) rebel soldier looks out toward Talodi, in South Kordofan, a region of Sudan, on April 25, 2012

ኣብ መንጎ ክልቲአተን ሃገራት ንዝተፈጥረ ህውከት ደቡብ ሱዳን'ያ ተሓታቲት ይብሉ አጋይሽ ናይ ሎሚ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ።

ዶ/ር ግላውደዎስ አርአያ ካብ ኒዮርክ ስተይት ዩኒቨርስቲ ናይ ዓለም ለኸ ርክባትን መፅናዕቲ አፍሪቃ ሙሁር ፡ ዶ/ር ጋይም ክብረአብ ካብ ሎንደን ዌስት ባንክ ዩኒቨርስቲ ሙሁር መፅናዕቲ አፍሪቃን ኪኢላ ጉዳይ ሱዳንን፡ ክልቲኤን ሃገራት ኹናት አየዋፅአንን'ዩ ናብ ልዝብ ክአትዋ'ለወን ክብሉ'ውን ይምዕዱ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ