ጻውዒት ሓገዝ ንሱዳን
Your browser doesn’t support HTML5
ዂናት ኣብ ዝሃሰያን ኣዝዩ ብዙሕ ህዝቢ ዝነብረላን ከተማ ኦምዱርማን ብደገፍ ማሕበረሰብ ዓለም ኣቢሉ ዝቀርብ መግቢ ናብ ህዝቢ ይባጻሕ ኣሎ። ገለ ክፋል ሱዳን ጥምየት ኣብ ዘገጥመሉ እዋን ኣመሪካን ካልኦትን፣ትካላት ረድኤት ናብ ተጸበይቲ ዘይተደረተ መተሓላለፊ ንክረኽቡ ይጽውዑ።
Your browser doesn’t support HTML5