ደቡብ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሓደ መደበር ፖሊስ ብዘጋጠመ መጥቓዕቲ 6 አባላት ፖሊስ ተቐቲሎም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ሓደ መደብ ፖሊስ ደቡብ ኣፍሪቃ ብዘጋጠመ መጥቓዕቲ 6 አባላት ፖሊስ ምሟቶም፡ ነቲ መጥቓዕቲ ዝፈጸሙ ዕጡቓት ብኣቆጻጽራ እታ ሃገር ኣብ ሰዓታት ፍርቂ ለይቲ ናብቲ መደበር ፖሊስ ብምእታው ሰለስተ አባላት ፖሊስ ምቕታሎም ተሓቢሩ’ሎ።